

ግሪን ሃት ዎርልድ (Greenhatworld)
ግሪን ሃት ዎርልድ (Greenhatworld) መጠን ዘይብሉ ፣ዝተፈላለየ ናይ ላፕቶብን ሞባይልን ፕርግራም፣ ሶፍትውር ኮርስ ትምህርቲ ፣ ሶሻል ምድያ ክሳብ ኩሉ ከድልየካ ዝኸውን ዓቢ ሶፍትወር ላይብረሪ ክንብሎ...


Font changer ፎንት መቕየሪ
ኣቐድመ ብዛዕባ ሞባይል ኣውሪደ ነይረ፣ ሕጂ ከኣ ብዛዕባ ኮምብዩተር(ላፕቶብ) ክኸውን እዩ። ዕብየት ዓይነት ጽሕፈት መቐየሪ ምስ ጎግል ክሮም ብራውዘር ትሰርሕ እክስተንሸን እያ። ስለዚ ፈስቡክ ዩኩን ጎግል ፣ ትዊተር፣...


ጽሕፈት ምዕባይ Big Font Widget
ጥዕና ዓይንና ንኽንሕሉ ሞባይል ክንጠቐም ከለና መብዛሕቲ ጽሕፈት ደቕቕ ስለ ዝኾነ ንምንታይ ፎንት ኣግዝፍና ዘይነስሪሖ፣ ሓንቲ ካብዘን ኣፕሊከሸን big font widget ክኸውን እዩ,, ዳውንሉድ ድሕሪ ምግባርና...


ሓድሽ ቛንቛ ተማሃር Learn Languages
ነቶም ግዜ ወይ ተረፍ ግዜ ዘለዎም ኣብ ክንዲ ኣብ ዘይጠቕም ነገር ኩሉ ግዜየና ንቐትሎ፣ ፍሉይ ግዜ ወስና ኣብ ሞያ ዘለዎ ክንሕለፎ ንኽእል ንኣብነት ትምሀርቱ ዘቋረጸ ክቕጽል ፣ ሓድ ሞያ ክንመሃር ፣ ዘለና ሞያ...