top of page
Search

ኣበይ ኣሎ ሞባይልካ !! Android Track

  • eritechnology
  • Mar 20, 2017
  • 1 min read

ሞባይል ክጠፍኣካ ከሎ ወይ እንተ ተሰሪቑካ ወይ ኣብ ገለ ቦታ እንተ ረስዕካዮ ዝኾነ ኣፕሊክሸን ከየውረድካ ኣበይ ኣሎ, ቦታኡ ንክትፈልጥ ከምኡ ውን ምእንቲ ከይ ከፍቶ እስክሪን ኮድ ክትቕይሩ ፣ ቐድሙካ ከፊቱዎ እንተ ፈሪሕካ ከኣ ፎርማት ክትገብረሉ እትኽእል ኣገባብ እዩ።

ፈለማ ኣብቲ ሞባይልና( ቕድሚ ምጥፋኡ )ኣብ ግግል ሰትንግ ክንኣቱ ኣለና

ድሕሪኡ Security ንጥውቕ

3 - security ምስ ጠወቕና እዛ ትስዕብ ገጽ ትመጽእ

እተን ክልተ ምሪጫ ኣክትቭ ንገብረን

ሕጂ ሞባይል ገድፍና ኣብ ላፕቶፕ ኣንድሮይድ ድቫይስ ማናጀር ዝብል ናይ ጎግል ሳይት ንከፊት Android Manager

ኢሜል ክሓትት እዩ እሞ ናይ ግድን እቲ ኣብ ሞባይ ተስሪሐሎ ጅሜል ትጽሕፍ ፣ እሞ ሓድሽ ገጽ ፣ ስእሊ , ሽም ሞባይልካ , ዘለዎ ቦታ (ካርታ) ዝሓዘት ገጽ ትመጸልና

ከምቲ ትዕዘቡዎ 3 ነገር ክንፍጽም ንኽእል :-

1-Ring መግበሪ ኣብ ቐረባ ቦታ እንተ ነይሩ ወይ ክፉት ዶ ዕጹው ዘሎ መፈተኒ.,

2-Lock ምናልባት እስክሪን ኮድ እንተ ዘይነበራ ወይ ብቐሊል ዝፈለጥ ከም 1234 እንተ ነይሩ ፣ ምእንቲ ከይ ከፍታ ሓድሽ ኮድ መግበሪ

3-Erase ከኣ ኣገዳሲ ፋይላት(ስእሊ፣ ድምጺ(ዘረባ) ፣ ቕዳሕ ቪድዮ ከይዝርግሕዎ መደምሰሲ እያ::

ኣብ ላዕሊ የማናይ ኩርናዕድቕቕ ዝበለ ጽሕፈት ውን ስም ሞባይል መቐየረን ቦታ መባይል መሐበረን ንረክብ.. ናይ ሎሚ መደብ ኣብዚ ይፍጸም ፣

ሰላም'

Eri.Tech

 
 
 

Comments


Featured Posts
Recent Posts
Archive
Search By Tags
Follow Us
  • Facebook Basic Square
  • Twitter Basic Square
  • Google+ Basic Square
Eri Tech For begineers 2017
bottom of page