

ኣበይ ኣሎ ሞባይልካ !! Android Track
ሞባይል ክጠፍኣካ ከሎ ወይ እንተ ተሰሪቑካ ወይ ኣብ ገለ ቦታ እንተ ረስዕካዮ ዝኾነ ኣፕሊክሸን ከየውረድካ ኣበይ ኣሎ, ቦታኡ ንክትፈልጥ ከምኡ ውን ምእንቲ ከይ ከፍቶ እስክሪን ኮድ ክትቕይሩ ፣ ቐድሙካ ከፊቱዎ እንተ...


ጽሕፈት ምዕባይ Big Font Widget
ጥዕና ዓይንና ንኽንሕሉ ሞባይል ክንጠቐም ከለና መብዛሕቲ ጽሕፈት ደቕቕ ስለ ዝኾነ ንምንታይ ፎንት ኣግዝፍና ዘይነስሪሖ፣ ሓንቲ ካብዘን ኣፕሊከሸን big font widget ክኸውን እዩ,, ዳውንሉድ ድሕሪ ምግባርና...


ላብቶፕ ብሞባይል ተቖጻጸር
Access everything on your computers from your mobile devices ኣብ ዝሓለፈ ኩሉ ግዜ ተገዳስነትና ብዛዕባ ከመይ ገርና ኣብ ሞባይ ዘሎ ብ ኮምፕዩቴር ተጠቕምና ምስራሕን ምቑጽጻር እዩ...


Read it Later ጸንሕካ ኣንብቦ
Save to Pocket ኣብ ግዜ እንተርንት ዘይብልካ ክተንብቦ ወይ ክትቕጽሎ ንዝትደልዮ ጽሑፍ ወይ ድምጺ ወይ ቭድዮ መዕቖሪ ናብ ጎግል ብራውዘር ትውሰኽ ከምኡ ውን ምስ ሞባይል ትሰሪሕ እክስተንሸን ፖከት እያ። ናብ...


Android Data Recovery ዳታ ሪካቨሪ
ምስ ኣንድሮይድ ካብ ላብቶፕ ዝሰሪሕ ኣፕሊከሸን ጠቕሙ 1. ካብቲ ኣብ ሞባይል ዘሎ ቕዳሕ ምትራፍን, ድምሱስ ምምላስ (Data Backup& Restore) . 2. መዕጸዊ ኮድ ...


እስናፕ ትዩብ
snaptube እቲ ዝበለጸ ካብ ኣንድሮይድን ኣዮአስ ሞባይላት ቭድዮ ኦድዮ ዳውንሉድ መግበሪ ካብ ፈስቡክ ዩትዩብ+ 66 ተፈላለያ ቭድዮ ኦድዮ ሶሻል ሳይትስ.. ኣብ ፕለይ እስቶር ስለ ዘይሪከብ፣ ዝኾነ ብራውዘር ገርካ...


ደብዳበትካ ኣብ ቫይበር ( Hide this chat )
ኣብ ቫይበር ኣብ ሞንጋኻን ኣብ ሞንጎ ዝኾነ ሓደ ብጾይካ ልኡኽ ወይ ቻት ዝገበርካዮ ክትድምስሶ ኣይደለኻን፣ካልእ ሰብ ክሪእዮ ምስ ዘይትደሊ ፕን ኮድ ገርካ ካልእ ከኸፍቶ ከም ዘይ ክእል ብቐሊል ክትገብሮ ትኽእል 1/...


ሞባይል ኦርጅናል(Original) ድዩ ወይስ ፈክ(Fake) !!??
ሞባይላት ከመይ ገርና ኦርጅናል ድዩ ወይስ ፈክ ንፈልጥ? ንኸምዚ መርመራ ከኣ ብ(IMEI) ዝፍለጥ ቑጽሪ ወይ ኮድ እና ንጥቕም ግን እንታይ እዩ እዚ IMEI? IMEI : International Mobile...