Search
እስናፕ ትዩብ
- eritechnology
- Jan 25, 2017
- 1 min read
snaptube

እቲ ዝበለጸ ካብ ኣንድሮይድን ኣዮአስ ሞባይላት ቭድዮ ኦድዮ ዳውንሉድ መግበሪ ካብ ፈስቡክ ዩትዩብ+ 66 ተፈላለያ ቭድዮ ኦድዮ ሶሻል ሳይትስ..
ኣብ ፕለይ እስቶር ስለ ዘይሪከብ፣ ዝኾነ ብራውዘር ገርካ ካብቲ ወብ ሳይት ናቱ ዳውንሉድ ፣ ድሕሪኡ ኣብ ሰትንግ ኣቲኻ ን ኣንኖውን ሶርስ ፊቓድ ህብካ ከኣ ኢንስታለሸን ትቕጽል.ምስኡ ውን መድያ ፕለየር ባዕሉ ክወሪድ እዩ.
Download it from Here Eri.Tech
Comments