Search
Read it Later ጸንሕካ ኣንብቦ
- eritechnology
- Jan 31, 2017
- 1 min read

Save to Pocket
ኣብ ግዜ እንተርንት ዘይብልካ ክተንብቦ ወይ ክትቕጽሎ ንዝትደልዮ ጽሑፍ ወይ ድምጺ ወይ ቭድዮ መዕቖሪ ናብ ጎግል ብራውዘር ትውሰኽ ከምኡ ውን ምስ ሞባይል ትሰሪሕ እክስተንሸን ፖከት እያ።
ናብ ጎግል ብራውዘር ኣድ ክትገብራ ምስ እትደሊ click here
ወይ ኣብ ሞባይል ክተስሪሓ እንተ ደሊኻ ከኣ ካብ ፕለይ እስቶር

Eri.Tech
Comments