Search
ላብቶፕ ብሞባይል ተቖጻጸር
- eritechnology
- Jan 31, 2017
- 1 min read

Access everything on your computers from your mobile devices

ኣብ ዝሓለፈ ኩሉ ግዜ ተገዳስነትና ብዛዕባ ከመይ ገርና ኣብ ሞባይ ዘሎ ብ ኮምፕዩቴር ተጠቕምና ምስራሕን ምቑጽጻር እዩ ነይሩ፡ ናይ ሎሚ ኣፕሊክሸን younity ግን ከመይ ገርና ሞባይል ገርና ኣብ ላፕቶብካ ዘሎ ፋይላት ተገማጥሎ , ቪድዮ ኮይኑ ምዩዝክ ተስሪሕ።እዚ ግን ናይ ግድን ክልትኡ ሞባይልን ላፕቶፕን እንተርነት ክህልዎ ኣለዎ። እዚ ድማ ብፍላይ ካብ ቤት ጽሕፈት ኮይኑ፣ ወይ ኣብ መገሻካ, ሪሕቐት ቦታ ብዘይገድስ ብቐሊል ምስቲ ርሑቕ ዘሎ ኮምፕዩተር ኮይኑ ላፕቶፕ ከተኣሳስረና ዝኽእል ኣፕሊክሸን እዩ። እዚ እፕሊከሸን ምስ ኣንድሮይድ(ሳምሶንግ) ከምኡ ምስ ኣይፎን ውን ይኸይድ። እዚ ከምቲ ልሙድ ፈለማ ኣብ ሞባይልካ ዳውንሉድ ትገብሮ'ሞ ደግምካ ከኣ ኣብ ላብቶፕ ውን ዳውንሉድ ኣድላዪ 'ዩ። ኣብ ክልትኡ ብ ፈስቡክ ወይ ኢሜል እኻ ትከፍቶ, ሓደ ኢሜልን ፓስዎርድ ድማ ኣብ ክልትኡ ትጥቐም። ስራሕ ምስ ወዳእካ ነዚ ምትእስሳር (ክሎዝ) ኢልካ ክተቛሪጾ ኣለካ።
ፈለማ ኣብ ላፕቶብ ኣብዚ ኣትካ click here ዳውንሉድ ትገብር

Eri.Tech
Comments