

ግሪን ሃት ዎርልድ (Greenhatworld)
ግሪን ሃት ዎርልድ (Greenhatworld) መጠን ዘይብሉ ፣ዝተፈላለየ ናይ ላፕቶብን ሞባይልን ፕርግራም፣ ሶፍትውር ኮርስ ትምህርቲ ፣ ሶሻል ምድያ ክሳብ ኩሉ ከድልየካ ዝኸውን ዓቢ ሶፍትወር ላይብረሪ ክንብሎ...


Font changer ፎንት መቕየሪ
ኣቐድመ ብዛዕባ ሞባይል ኣውሪደ ነይረ፣ ሕጂ ከኣ ብዛዕባ ኮምብዩተር(ላፕቶብ) ክኸውን እዩ። ዕብየት ዓይነት ጽሕፈት መቐየሪ ምስ ጎግል ክሮም ብራውዘር ትሰርሕ እክስተንሸን እያ። ስለዚ ፈስቡክ ዩኩን ጎግል ፣ ትዊተር፣...


ሓድሽ ቛንቛ ተማሃር Learn Languages
ነቶም ግዜ ወይ ተረፍ ግዜ ዘለዎም ኣብ ክንዲ ኣብ ዘይጠቕም ነገር ኩሉ ግዜየና ንቐትሎ፣ ፍሉይ ግዜ ወስና ኣብ ሞያ ዘለዎ ክንሕለፎ ንኽእል ንኣብነት ትምሀርቱ ዘቋረጸ ክቕጽል ፣ ሓድ ሞያ ክንመሃር ፣ ዘለና ሞያ...


ላብቶፕ ብሞባይል ተቖጻጸር
Access everything on your computers from your mobile devices ኣብ ዝሓለፈ ኩሉ ግዜ ተገዳስነትና ብዛዕባ ከመይ ገርና ኣብ ሞባይ ዘሎ ብ ኮምፕዩቴር ተጠቕምና ምስራሕን ምቑጽጻር እዩ...


Go Live on Pc ላይፍ ብኮምፕዩተር
OBS(Open Broadcast Studio) ላይፍ ኣብ ፈስቡክ፣ ዪትዩብ፣ምስ ካልእ ዝተፈላለየ ሶሻል ነትዎርክ፣ ግጥም ኩዕሶ ጸወታ፣ ፊልም ደርፊ ካብ ላፕቶብ ወይ ካብ እንተርነት ምስ ካመራን(ወይ ብዘይ ካኣ) ማይክን...


Portable App
ላብቶብካ ጽዕነት ከይ በዝሖ እንተ ፈሪሕካ፡ወይ ተፈላለየ ሓደስቲ ፕሮግራማት/ኣፕሊከሸ ክትፍትን ምስ እትደሊ ኣብ ክንዲ ኣብ ላብቶካ ተውሪዶ ፍላሽ መሞሪ ልክዕ ከም ተውሳኽ ፓርተሸን C, D ከይኑ ይሰሪሕ። ከም ድላይካ...


Side Player
Add it for chrome browser from Here #EriTech #Eritrea #Tigrigna #PC


How to reset your PC ከመይ ገርና ኮምፕዩተር ረሰት ንገብሮ
ኮምፕዩተር ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ምጥቓም ስርሑ እንዳ ከበደ ይኸይድ ናይ ብዝሒ ጽዕነት ድዩ ወይ ብዝሒ ፕሮግራም ንፍሉይ ግዜ ክንሰርሓሎ ኣውሪድና ዘይ ኣለናዮ ወይ ዝይንፈልጦ ፕሮግራም ኣስሪሕና ኮምፕዩተር ከም ቀደሙ ምስራሕ...


5 ገጋታት ኮምፕዩተርካ ትሃሲ !!
ሎሚ ብዛዕባ ሓሙሽተ መብዛሕተና ከም ልሙድ ኮይኑ ኣብ ኮምፕዩተርና እንፍጽሞ ስራሕ ከይፈለጥና ባዕልና ኮምፕዩተርና ነበላሽወሉ ሕማቕ ልማድ ክጠቕስ እዩ 1/ ቐልጥካ ፕሮግራም ዳውንሉድ ዝኾነ ንደልዮ ፕሮግራም ካብ ዝኾነ...