top of page
Search

Portable App

  • eritechnology
  • Jan 25, 2017
  • 1 min read

ላብቶብካ ጽዕነት ከይ በዝሖ እንተ ፈሪሕካ፡ወይ ተፈላለየ ሓደስቲ ፕሮግራማት/ኣፕሊከሸ ክትፍትን ምስ እትደሊ ኣብ ክንዲ ኣብ ላብቶካ ተውሪዶ ፍላሽ መሞሪ ልክዕ ከም ተውሳኽ ፓርተሸን C, D ከይኑ ይሰሪሕ። ከም ድላይካ ካብተን ኣብ portableapp ዘለዋ ፕሮግራማት/ኣፕሊከሸ ኣብ ዩአስቢ ዳውንሉድ ገርካ ከም(ብራውዘር ፣ ቭድዩ/ምዩዝክ ፕለየር፣ ወዘተ...) ካብ ዩአስቢ ክተስሪሕ ትኽእል፣

ፍላሽ ምስ ላብቶብ ድሕሪ ምእሳር ፖርታብል ዌብ ሳይት ኣቲካ Click here ዳውንሉድ ትገብር፣ ኣስዕብካ ምስ ወዳእካ ከኣ ከፊትካ እቲ ትደዮ ተውሪድ።

Eri.Tech

 
 
 

Kommentare


Featured Posts
Recent Posts
Archive
Search By Tags
Follow Us
  • Facebook Basic Square
  • Twitter Basic Square
  • Google+ Basic Square
Eri Tech For begineers 2017
bottom of page