top of page

Font changer ፎንት መቕየሪ

  • eritechnology
  • Feb 5, 2017
  • 1 min read

ኣቐድመ ብዛዕባ ሞባይል ኣውሪደ ነይረ፣ ሕጂ ከኣ ብዛዕባ ኮምብዩተር(ላፕቶብ) ክኸውን እዩ።

ዕብየት ዓይነት ጽሕፈት መቐየሪ ምስ ጎግል ክሮም ብራውዘር ትሰርሕ እክስተንሸን እያ። ስለዚ ፈስቡክ ዩኩን ጎግል ፣ ትዊተር፣ ዩትዩብ ከምኡ ምስ ዝኾነ ወብ ሳይት ልዕሊ 500 ፎንትስ ዘለዎ ፎንት መለወጢ ክንብሎ ንኽእል።

ከምቲ ልሙድ ኣብ ጎጎል እክስተንሸን እቲና እና ኣድ ንገብራ ፣ እዚ ልንክ ናብኣ ይመሪሕ።

Add it from here Font changer

ኣድ ድሕሪ ምግባርና ክሮም ብራውዘር ድሕሪ ምክፋትና ጸላም ( Fc) ላዕሊ ብየማን ክትረአየልና እያ።

ፎንት ክንዕብዮ ምስ ንደሊ FC ጠውቕና ከምዛ ታሕቲ ዘለ ክትመጸና እያ፣ ድልየትና ንመሪጽ።

ዳን ምስ ንገብር እቲ ጽሕፈት ከምቲ ዝደለናዮ ይቕየር።

Eri.Tech

 
 
 

Comments


Featured Posts
Recent Posts
Archive
Search By Tags
Follow Us
  • Facebook Basic Square
  • Twitter Basic Square
  • Google+ Basic Square
Eri Tech For begineers 2017
bottom of page