Search
ጽሕፈት ምዕባይ Big Font Widget
- eritechnology
- Feb 5, 2017
- 1 min read

ጥዕና ዓይንና ንኽንሕሉ ሞባይል ክንጠቐም ከለና መብዛሕቲ ጽሕፈት ደቕቕ ስለ ዝኾነ ንምንታይ ፎንት ኣግዝፍና ዘይነስሪሖ፣ ሓንቲ ካብዘን ኣፕሊከሸን big font widget ክኸውን እዩ,, ዳውንሉድ ድሕሪ ምግባርና ኣብ ሰትን ናይዚ ኣፕሊከሸን ኣቲና, ግዝፈት፣ ዓይነት ፎንት መሪጽና Apply ድሕሪ ምግባርና ንሞባይል restart ንገብር እሞ ዝኾነ ወብ ክንከፍት ከለና በቲ ዝመረጽናዩ ግዝፈት ጽሕፈት ይሰሪሕ። ተመሊስና ውን ናብቲ ንደልዮ ግዝፈት ክንቕይሮ ንኽእል ፣ ድሕሪ ኩሉ ምቕያር ረስታርት ናይ ግድን እዩ።
ንኣንድሮይድ ዝዓይነት ሞባይላት ካብ ጎግል ፕለይ ከምዚ ኣብ ታሕቲ ሀሎ ክኸውን እዩ።

ድሕሪ ምክፋቱ ዕብየት ጽሕፈት መሪጽና Apply ንሃሪም፡

restart ድሕሪ ምግባርና ግዝፈት ጽሕፈት ዓብዩ ክሰሪሕ እዩ።
Eri.Tech
Comments