Search
Android Data Recovery ዳታ ሪካቨሪ
- eritechnology
- Jan 29, 2017
- 1 min read

ምስ ኣንድሮይድ ካብ ላብቶፕ ዝሰሪሕ ኣፕሊከሸን

ጠቕሙ
1. ካብቲ ኣብ ሞባይል ዘሎ ቕዳሕ ምትራፍን, ድምሱስ ምምላስ (Data Backup& Restore) .
2. መዕጸዊ ኮድ ሞባይል ምልቓቕ (Lock Screen Remove).
3. ፋይላት ካብ/ናብ ሞባይ ላብቶብ ምስግጋር (Data Transfer).
4. ሞደል ሞባይልካ ይድግፎ እንተ ኮይኑ, ሩት(root) ሞግባር.
5. ካብ ስቡር ሞባይል ዳታ (ቑ.ተፎናት ፣ ስእሊ፣ ቭድዮ)ምውጻእ Data Extraction(Damaged Device).
6. ዕጽው ስም ካርድ ምክፋት (SIM Unlock).

ቅድሚ ዳውንሉድ ምግባር ንዝያዳ ሓበረታ Main Page click here
Eri.Tech
Comentários