

ግሪን ሃት ዎርልድ (Greenhatworld)
ግሪን ሃት ዎርልድ (Greenhatworld) መጠን ዘይብሉ ፣ዝተፈላለየ ናይ ላፕቶብን ሞባይልን ፕርግራም፣ ሶፍትውር ኮርስ ትምህርቲ ፣ ሶሻል ምድያ ክሳብ ኩሉ ከድልየካ ዝኸውን ዓቢ ሶፍትወር ላይብረሪ ክንብሎ...


Go Live on Pc ላይፍ ብኮምፕዩተር
OBS(Open Broadcast Studio) ላይፍ ኣብ ፈስቡክ፣ ዪትዩብ፣ምስ ካልእ ዝተፈላለየ ሶሻል ነትዎርክ፣ ግጥም ኩዕሶ ጸወታ፣ ፊልም ደርፊ ካብ ላፕቶብ ወይ ካብ እንተርነት ምስ ካመራን(ወይ ብዘይ ካኣ) ማይክን...