

ግዝያዊ እመላት Temporary mails
ግዝያዊ ኢሜላት Temporary Emails ንፍሉይ መዓልታት ወይ ሰዓታት ዘገልግል ኢሜል ካብዘን ዝስዕባ ወብ ሳይታት ክንረክብ ንኽእል። ንሱ ድማ ብሰንኪ ሰኩሪቲ ኮይኑ ድዩ ወይ ካልእ ምኽንያት ኣገዳሲ መልኣኽቲ...


ደብዳበትካ ኣብ ቫይበር ( Hide this chat )
ኣብ ቫይበር ኣብ ሞንጋኻን ኣብ ሞንጎ ዝኾነ ሓደ ብጾይካ ልኡኽ ወይ ቻት ዝገበርካዮ ክትድምስሶ ኣይደለኻን፣ካልእ ሰብ ክሪእዮ ምስ ዘይትደሊ ፕን ኮድ ገርካ ካልእ ከኸፍቶ ከም ዘይ ክእል ብቐሊል ክትገብሮ ትኽእል 1/...