

እስናፕ ትዩብ
snaptube እቲ ዝበለጸ ካብ ኣንድሮይድን ኣዮአስ ሞባይላት ቭድዮ ኦድዮ ዳውንሉድ መግበሪ ካብ ፈስቡክ ዩትዩብ+ 66 ተፈላለያ ቭድዮ ኦድዮ ሶሻል ሳይትስ.. ኣብ ፕለይ እስቶር ስለ ዘይሪከብ፣ ዝኾነ ብራውዘር ገርካ...


Portable App
ላብቶብካ ጽዕነት ከይ በዝሖ እንተ ፈሪሕካ፡ወይ ተፈላለየ ሓደስቲ ፕሮግራማት/ኣፕሊከሸ ክትፍትን ምስ እትደሊ ኣብ ክንዲ ኣብ ላብቶካ ተውሪዶ ፍላሽ መሞሪ ልክዕ ከም ተውሳኽ ፓርተሸን C, D ከይኑ ይሰሪሕ። ከም ድላይካ...


Side Player
Add it for chrome browser from Here #EriTech #Eritrea #Tigrigna #PC


ግዝያዊ እመላት Temporary mails
ግዝያዊ ኢሜላት Temporary Emails ንፍሉይ መዓልታት ወይ ሰዓታት ዘገልግል ኢሜል ካብዘን ዝስዕባ ወብ ሳይታት ክንረክብ ንኽእል። ንሱ ድማ ብሰንኪ ሰኩሪቲ ኮይኑ ድዩ ወይ ካልእ ምኽንያት ኣገዳሲ መልኣኽቲ...


ደብዳበትካ ኣብ ቫይበር ( Hide this chat )
ኣብ ቫይበር ኣብ ሞንጋኻን ኣብ ሞንጎ ዝኾነ ሓደ ብጾይካ ልኡኽ ወይ ቻት ዝገበርካዮ ክትድምስሶ ኣይደለኻን፣ካልእ ሰብ ክሪእዮ ምስ ዘይትደሊ ፕን ኮድ ገርካ ካልእ ከኸፍቶ ከም ዘይ ክእል ብቐሊል ክትገብሮ ትኽእል 1/...


ሓድሽ ኢሜል (ጅሜል)ምክፋት
ሓድሽ ኢሜል ምምስራት ኣጠቓቕማ ናይ ኢሜል ዘይ ፈሊጥ የለን, ምናልባት ኣብ ሳልሳይ ዓለም ኣብ መንጎ ኣዕሩኽ መሰጃት መተሓላለፊ ጥራይ ንጠቐመሉ ንኸውን ... ኣብተን ምዕብላት ሃገራት ግን ዝኾነ ሰብ ልክዕ ከም...


ሞባይል ኦርጅናል(Original) ድዩ ወይስ ፈክ(Fake) !!??
ሞባይላት ከመይ ገርና ኦርጅናል ድዩ ወይስ ፈክ ንፈልጥ? ንኸምዚ መርመራ ከኣ ብ(IMEI) ዝፍለጥ ቑጽሪ ወይ ኮድ እና ንጥቕም ግን እንታይ እዩ እዚ IMEI? IMEI : International Mobile...


ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2017
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ትሪከቡ ,ዓመተ ሰላም ራህዋ ትኩነና الشعب الأرتري في الوطن والمهجر أجمل التهاني بقدوم العام الميلادي #Eritrea...


How to reset your PC ከመይ ገርና ኮምፕዩተር ረሰት ንገብሮ
ኮምፕዩተር ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ምጥቓም ስርሑ እንዳ ከበደ ይኸይድ ናይ ብዝሒ ጽዕነት ድዩ ወይ ብዝሒ ፕሮግራም ንፍሉይ ግዜ ክንሰርሓሎ ኣውሪድና ዘይ ኣለናዮ ወይ ዝይንፈልጦ ፕሮግራም ኣስሪሕና ኮምፕዩተር ከም ቀደሙ ምስራሕ...


5 ገጋታት ኮምፕዩተርካ ትሃሲ !!
ሎሚ ብዛዕባ ሓሙሽተ መብዛሕተና ከም ልሙድ ኮይኑ ኣብ ኮምፕዩተርና እንፍጽሞ ስራሕ ከይፈለጥና ባዕልና ኮምፕዩተርና ነበላሽወሉ ሕማቕ ልማድ ክጠቕስ እዩ 1/ ቐልጥካ ፕሮግራም ዳውንሉድ ዝኾነ ንደልዮ ፕሮግራም ካብ ዝኾነ...